ዓቃቢ ሕጊ ዓለምለኸ ቤት ፍርዲ ገበን ካሪም ካን ሎሚ ሰሉስ ናብ ዴሞክራሲያዊት ሪፐብሊክ ኮንጎ ምብጽሖም ቤት ፅሕፈቶም ምሕባሩ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ፀብጺቡ ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ ጀሚሩ ኣብ ማእሰርቲ ዝፀንሑ ዳያኑ ኩሎም ከምዝተፈትሑ ማሕበር ዳያኑ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ወኪል እቲ ማሕበር ኣቶ ብርሃኑ ኣሳሳ እቶ ኣብ ...
ኣብ መንጎ ገፈፍቲ ዓሳ ጎረባብቲ ህዝብታት ኬንያን ኢትዮጵያን ድሕሪ ዘጋጠመ ጎነጽ፡ ኣስታት 10-ሽሕ ዝበጽሑ ነበርቲ ኣርባዕተ ቀበሌታት ወረዳታት ዳሰንች መንበሪታቶም ገዲፎም ከም ዝሃደሙ ኣማሓዳሪ ...
ኣብ ሕክምና ጽዑቕ ክንክን ዝግበረሎም ዘሎ ወዲ 88 ዓመት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሎካዊት ቤተ ክርስትያን ፍራንሲስ፡ በቲ ተጠቒዖምሉ ዘለዉ ኒሞንያ ኣብ ከቢድ ኩነታት እኳ እንተለዉ፡ ናብ ሎሚ ሰሉስ ...
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ንጉዳይ ዩክሬን ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጽኦ መርገጺ፡ ኣመሪካ ንምዕራፍ እቲ ኲናት እትወስዶ ዘሎ ቅዋም ካብ ወገን ሩስያ ጽቡቕ ተቐባልነት ረኺቡ። ንመርገጺ ኣመሪካ መሓዙት ...
በብእዋኑ እናሻሕከረ ክመጽእ ዝጸንሐ ዝምድና መንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ቀረባ እዋን ብፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ድሕሪ ዝተጻሕፈ ዓንቀጽ ካልእ መልክዕ ሒዙ ኣሎ። ድሕሪ ግብረ-መልሲ መንግስቲ ...
ሎሚ ሰኑይ ኣብ ዝተኻየደ ቀዳማይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ፡ ንሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዝጻወት ሄኖክ ምሉእብርሃን ቀዳማይ ብምውጻእ ፈላሚ ዓወት ሓፊሱ ኣሎ። ኣብቲ ኣዝዩ ተቐራራቢ መዛዝሚ ሕንጻጽ ንሄኖክ ...
ሰበ-ስልጣን ኢትዮጵያን ሶማልያን ኣብታ ሃገር ንዝርከብ ሓዱሽ ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪቃ ተሳትፎ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዘረጋግፅ ስምምዕ ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብወገን ኢትዮጵያ ብፊልድ ...
ኣብ ፈረንሳ ከተማ ማርሰል ዝርከብ ቆንስል ሩሲያ ሎሚ ሰኑይ ክልተ ተተኾስቲ ተደርቢዮም እቲ ሓደ ከም ዝተፈንጀረ ምንጭታት ፀጥታ ፈረንሳ ገሊፁ። እቶም ተወንጨፍቲ ነቲ መንድቕ ኣፍሪሶምዎ እንተኾይኑ ...
ምስ ሓማስ ዝተበፅሐ ቀዳማይ ዙር ቶኽሲ ጠጠው ናይ ምባል ስምምዕ ዝቕፅል ሰሙን ግዚኡ ከብቅዕ ኣብ ዝቀረራበሉ እዋን ሓማስ ትማሊ ሓሙስ ሬሳመንነታ ዘይተፈልጠት ጓል ኣንስተይቲን ሓዊኡ ኣርባዕተ ሬሳታት ...
ዶክተር ሙላቱ ኣብ መዛዘሚ ናይ ኣልጀዚራ ጽሑፉ፡ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ መሊሱ ኣብ ካልእ ጎንጺ ከይኣቱ፡ ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጸቕጢ ክገብር ጸዊዑ። ነቲ ዞባ ናብ ዝተሓደሰ ሕንፍሽፍሽ ...
ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ሰሓርቲ፣ ናይ ሓደ ጣብያ ኣመሓዳሪ ማህተም ብሓይሊ ዝመንዝዑ ሓይልታት ፀጥታ ምስ ነበርቲ ብዝፈጠርዎ ተፃብኦ 17 ሰባት ጉድኣት በፂሕዎም ክብሉ ብግዜያዊ ምምሕዳር ኣመሓዳሪ ...